ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

You are currently viewing ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች
Spread the love

AMN ትግርኛ 22 ሰነ፣ 2016

ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ(ኤ ኤም ኤን) ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ብሓዱሽ መልክዕ ንባዕሉ ብምውዳብ ዘጀመሮ ሓዱሽ ቻናል፣ ስራሕቲ ብራንዲንግን ታለንት ሸውን ዕላዊ ገይርና” ኢለን።

ኣዲስ ሚዲያ ኔትዎርክ ነበርቲ ከተማና ዓይንን እዝንን ብምዃን፣ ለውጢ ብምምፃእ፣ ሓበሬታ ብምሃብ፣ ብምዝማድን በምህዳስን ከይዲ ናይ ባዕሉ እወንታዊ ግደ ይዋፃእ ኣሎ ክብላ እውን ገሊፀን።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply