እውቅና የተሰጣቸው ሞዴል መንደሮች
https://youtu.be/AAH5xY7WX88?si=_D6TOdQAdrhTgpPh
https://youtu.be/AAH5xY7WX88?si=_D6TOdQAdrhTgpPh
AMN ትግርኛ 27 ሰነ 2016 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ:: ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ ሕቶታት እናተልዓሉ እንትኸውን እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…
ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ንምጥያሽ ርብርብ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ AMN ትግርኛ 26 ሰነ፣ 2016 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ማእኸል ዕዳጋ ኣሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ…
AMN ትግርኛ 15 ሰነ 2016 ኣብ ማእኸል ኤግዝብሸን ኣዲስ ኣበባ ዝተሰናደየ መበል 14 ቅነከተማዊ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብወግዒ ከፊተንኦ። እቲ ቅነ…
AMN ትግርኛ 26 ስነ 2016 ዓ.ም ብፕሬዝደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመርሐ ጕጅለ ላዕለዎት ሰብ ስልጣንን ሓለፍቲ ዝተፈላለዩ ዘይመንግስታዊ ትካላትን፣ ኣብ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ ራያ ብብርኪ ክልል ድሕሪ ምብሳር…
AMN ትግርኛ 18 ሰነ 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃንሒተን ንዝዛዘማ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስትታት (ዩኒዶ) ኣብ ኢትዮጵያ ክላብሮ ኣውሬኪያ ፓትሪዚያን ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
AMN ትግርኛ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ፌደሪኢ ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምጅማሩ ኣፍሊጡ ። እቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ብግዝያዊነት ፓስፖርት ምሕዳስ ዝጠፈአ ምትካእን ዝተበላሽወ ምእራምን ምዃኑ ድማ…
AMN ትግርኛ 21 ሰነ 2016 ዓ.ም ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ግዝያዊ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝበፅሖ ድልውነት ጎብንዮም። እቲ ሞተራይዝድ ሻለቃ ንመፍረይቲ ስታንዳርድ ሕቡራት መንግስታት ዝተማልአን…
AMN ትግርኛ 13 ሰነ 2016 ዓ.ም ቶታል ኢነርጂ ኢትዮጵያ “ፈጣን” ማእኸል መምልኢ ቻርጅ ብኤሌክትሪክ ዝንቀሳቐሳ ተሽከርከርቲ ኣመሪቑ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ሳህረላ ኣብዱላሂ፣…
AMN ትግርኛ 10 ሰነ 2016 ዓ.ም ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 11 -13 ሰነ 2016 ዓም ክውሃብ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ ገሊፆም:: እቲ ፈተና ንክፍተኑ ልዕሊ…