ምክትል ኣቦ ወንበር አፋህድን ዋና ኣዛዚ ወታደራውን ኮሎኔል ፈንታው ሙሀባ አፋህድ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ምስ ሰራዊቶም ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም ኣትዮም።
ምክትል ኣቦ ወንበር አፋህድ፣ዋና አዛዚ ወታደራዊን ኣዛዚ እዚ ጠቕላላ ግዝኣት ወሎ ኮሎኔል ፈንታው ሙሀባ አፋህድ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ብሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ኣቢሎም ብዝበፅሕዎ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ንኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም ምስ ሰራዊቶም ምእታዎም አሚኮ ፀብፂቡ፡፡