ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም

Spread the love

AMN ትርግርኛ 24 ሰነ፣ 2016

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡

ኣብቲ ዑደት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ርአሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፣ ሚኒስትር ዴኤታታትን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልን ተረኺቦም፡፡

ኣብ እዋን እቲ ዑደት ድና ዝምልከተሞ ሓፍቲ ስራሕ ዞባ ኣኙዋሃ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ከይዲ እቲ ኩባንያ ገለፃ ዝገበሩ እንትኾ÷ እቲ ኩባንያ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብን ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ከምዝጅምርን እውን ተሓቢሩ፡፡May be an image of 13 people

ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዝተሳለጠ ሓበሬታ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply