“ሰላም ንህዝብና፣ለውጢ ንመፃኢ ተስፋና” ዝብል ቴማ

You are currently viewing “ሰላም ንህዝብና፣ለውጢ ንመፃኢ ተስፋና” ዝብል ቴማ
Spread the love

ደለይቲ ለውጢ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ እናተኻየደ ይርከብ።

AMN-ትግርኛ: 14/06/2018

ተጋሩ ዘዋፅእን መሰረታዊ ፀገማት ትግራይ ክፈትሕን ዝኽእል መስመር ምንቅስቓስ ለውጢ እናካየዱ ይርከቡ።

ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ወቕታዊ ክልላዊ፣ሃገራዊን ዞባዊን ዝ ዝምልከት ሓሳብ ብምቕራብ፣ ኣቦ ወንበር ዓረና ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሴ ብዝዓባ ማኒፌስቶ ምንቅስቓስ ለውጢ ዝምልከት ብምቕራብ ከምኡ እውን ኣቦወንበር ባይቶና እቲ መድረኽ ብምምራሕ እናተሳለጠ ይርከብ።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply