ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

You are currently viewing ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም
Spread the love

AMN ትግርኛ 18 ሰነ 2016 ዓ.ም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃንሒተን ንዝዛዘማ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስትታት (ዩኒዶ) ኣብ ኢትዮጵያ ክላብሮ ኣውሬኪያ ፓትሪዚያን ኣመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ንኹነታት ኢትዮጵያ ብምርዳእ ንልምዓት ሃገርና ብቖራፅነት ምስረሐን ጠቒሶም፤ እተን ተወካሊት ሓቀኛ ፈታዊት ኢትዮጵያ ምንባረን ‘ውን ገሊፆም። ኣብ ቐፃሊ ናይ ስራሕ ህይወተን ቕኑዕ ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply