“ፈጣን” ማእኸል መምልኢ ቻርጅ ብኤሌክትሪክ ዝንቀሳቐሳ ተሽከርከርቲ ተመሪቑ

You are currently viewing “ፈጣን” ማእኸል መምልኢ ቻርጅ ብኤሌክትሪክ ዝንቀሳቐሳ ተሽከርከርቲ ተመሪቑ
Spread the love

AMN ትግርኛ 13 ሰነ 2016 ዓ.ም

ቶታል ኢነርጂ ኢትዮጵያ “ፈጣን” ማእኸል መምልኢ ቻርጅ ብኤሌክትሪክ ዝንቀሳቐሳ ተሽከርከርቲ ኣመሪቑ።

ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ሳህረላ ኣብዱላሂ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሬቻኡክስ፣ ሻለቃ ኣትሌት ሃይሌ ገብረስላሴን ዋና ዳይሬክተር ቶታል ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክርስቶፍ ፈራንድን ተረኺቦም።

ወይዘሮ ሳህረላ፥ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ምቕናስ እቲ ማእኸል ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢለን።

“ፈጣን” ማእኸል መምልኢ ቻርጅ ብኤሌክትሪክ ዝንቀሳቐሳ ተሽከርከርቲ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኹን ከም ሃገር ፈላማይ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply