“ኢትዮጵያ ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምሉእ ድልውነት ትርከብ” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

You are currently viewing “ኢትዮጵያ ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምሉእ ድልውነት ትርከብ” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
Spread the love

AMN ትግርኛ 21 ሰነ 2016 ዓ.ም

ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ግዝያዊ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝበፅሖ ድልውነት ጎብንዮም።

እቲ ሞተራይዝድ ሻለቃ ንመፍረይቲ ስታንዳርድ ሕቡራት መንግስታት ዝተማልአን ንዝኾነ ዓይነት ልእኽቶ ድሉው ምዃኑን ከረጋግፁ ምኽኣሎም ‘ውን ገሊፆም።

ኣብ ቐረባ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ስታንድ ባይ ብርጌድ ኢስት ኣፍሪካ ድልውነት እቲ ሞተራይዝድ ሻለቃ ከምዝጉብንዩ ትፅቢት ከምዝግበር ካብ ምክልኻል ሰራዊት ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ መረዳእታ የመላኽት።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply