ግልጋሎት ፖስፖርት ኣብ ከተማ መቐለ ምሃብ ተጀሚሩ::

You are currently viewing ግልጋሎት ፖስፖርት ኣብ ከተማ መቐለ ምሃብ ተጀሚሩ::
Spread the love

AMN ትግርኛ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ፌደሪኢ ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምጅማሩ ኣፍሊጡ ።

እቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ብግዝያዊነት ፓስፖርት ምሕዳስ ዝጠፈአ ምትካእን ዝተበላሽወ ምእራምን ምዃኑ ድማ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት አይተ ምትኩ ታከለ ገሊፆም ።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply