ዘመን መለወጢ በዓል ወላይታ ዝኾነ “ጊፋታ” ብዘይድህሰስ ሓድግነት ዓለም ተመዝጊቡ

You are currently viewing ዘመን መለወጢ በዓል ወላይታ ዝኾነ “ጊፋታ” ብዘይድህሰስ ሓድግነት ዓለም ተመዝጊቡ
Spread the love

AMN PLUS -ትግርኛ 01 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም

ዘመን መለወጢ በዓል ወላይታ ዝኾነ “ጊፋታ” ብዘይድህሰስ ሓድግነት ዓለም ተመዝጊቡ

ዘመን መለወጢ በዓል ወላይታ “ጊፋታ” ብትምህርቲ ሕቡራት መንግስታት፣ ትካል ሳይንስን ባህልን (ዩኔስኮ) ብዘይድህሰስ ሓድጊነት ዓለም ተመዝጊቡ።

ኢትዮጵያ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 20 ዘይድህሰሱ ሓድግታት ጉባኤ ሓለዋ ሓድጊ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ብዘይድህሰስ ሓድጊነት ንምምዝጋብ ዘቕረበቶ ዘመን መለወጢ በዓል ወላይታ “ጊፋታ” ብደቂ ሰባት ዘይጭበጥ ባህላዊ ኣብ ትሕቲ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ዝርዝር ምምዝጋቡ ዕላዊ ኮይኑ።

“ጊፋታ” ኣብ ህዝቢ ወላይታ ዓብዩ ቦታ ዝውሃቦ በዓል እንትኾን፣ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተመሓላለፈ ዝፀንሐን ምልክት መንነት ህዝቢ ዝኾነን ናይ መወዳእታ ኣረጊት ዓመትን ምጅማር ሓድሽ ዓመትን እዩ።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply