ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም

You are currently viewing ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም
Spread the love

AMN PLUS -ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም

ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ምቕባሎም ተሓቢሩ፡፡

እቲ ዑደት ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊ ርክባትን ዞባዊ ጉዳያትን ዝግበሩ ልዝባት ከምዘካትት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply