መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ-ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

You are currently viewing መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ-ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
Spread the love

AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም

መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ንወለዶ ኣድላይ ዝኾኑ ትካላት ብምፍጣርን እቶም ዘለዉ ብምምዕባልን ድሌት ኢኮኖምን በዝሒ ህዝብን እታ ሃገር ምሽካም ዝኽእል ጠንካራ መሰረት እናሃነፀት ከምዝኾነት እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረዲኦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ፀብለልታ ፋይናንስ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ኣብ ዝሃብዎ መብራህርሂ ከምዝበልዎ፤ ጉዳይ ምጥንኻር ትካላት መበገሲኡ ድሌት እዩ።

መንግሥቲ ከዐውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ጠቓሚ ሓሳብ ብትካላት ተደጊፉ ናብ ተግባር እንተዘይተለዊጡ ትርጉም የብሉን ኢሎም።

ኢትዮጵያ ንወለዶ ኣድላይ ዝኾኑ ትካላት ብምፍጣርን እቶም ዘለዉ ብምምዕባልን ድሌት ኢኮኖምን በዝሒ ህዝብን እታ ሃገር ምሽካም ዝኽእል ጠንካራ መሰረት እናሃነፀት ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ፀብለልታ ፋይናንስ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል ኣብ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ኣብ ዝሃብዎ መብራህርሂ ከምዝበልዎ፤ ጉዳይ ምጥንኻር ትካላት መበገሲኡ ድሌት እዩ።

መንግሥቲ ከዐውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ጠቓሚ ሓሳብ ብትካላት ተደጊፉ ናብ ተግባር እንተዘይተለዊጡ ትርጉም የብሉን ኢሎም።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply