ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ

You are currently viewing ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ
Spread the love

AMN PLUS -ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። በዚ መሰረት፤

1ይ. ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ “ምምስራት ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምድላው መዋቕራዊ ፕላን ከተማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ” ተዘራሪቡ ውሳነ ኣሕሊፉ።

2ይ. ኣብ ረቂቕ ደንቢ ዲሲፕሊን፣ ጥርዓንን ይግባይን ኣቀራርባን ኣወሳስና ውሳነን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝምልከት ረቂቕ ደንቢ ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ።

3ይ ሃገራዊ ረብሓ ዘለዎም ፕሮጀክትታት ብምደባ ንምምሕልላፍ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ።

4ይ። ኣብ መፅናዕቲ ደረጃ መሬት (land Grading) ተዘራሪቡ ውሳነ ኣሕሊፉ።

ብተወሳኺ ኣብ ካልኦት ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply