ደለይቲ ለውጢ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ እናተኻየደ ይርከብ።
AMN-ትግርኛ: 14/06/2018
ተጋሩ ዘዋፅእን መሰረታዊ ፀገማት ትግራይ ክፈትሕን ዝኽእል መስመር ምንቅስቓስ ለውጢ እናካየዱ ይርከቡ።
ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ወቕታዊ ክልላዊ፣ሃገራዊን ዞባዊን ዝ ዝምልከት ሓሳብ ብምቕራብ፣ ኣቦ ወንበር ዓረና ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሴ ብዝዓባ ማኒፌስቶ ምንቅስቓስ ለውጢ ዝምልከት ብምቕራብ ከምኡ እውን ኣቦወንበር ባይቶና እቲ መድረኽ ብምምራሕ እናተሳለጠ ይርከብ።