ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሰላም ዘይትካእ ግደ ኣለወን – ወ/ሮ ሊድያ ግርማ
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሰላም ዘይትካእ ግደ ከምዘለወን ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀጥታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ሊድያ ግርማ ገሊፀን። "ጓል ኣንስተይቲ መሰረት ሰላም…
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሰላም ዘይትካእ ግደ ከምዘለወን ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀጥታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ሊድያ ግርማ ገሊፀን። "ጓል ኣንስተይቲ መሰረት ሰላም…
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ገበርቲ ሰናይ ሰብ ሞያ ጥዕና ፖላንድ ግልጋሎት ሕክምና ክህቡ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም ። እቶም ሰብ ሞያ ጥዕና ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ሕክምና መጥባሕቲ ፣ስብራት ኣዕፅምቲን…
ደለይቲ ለውጢ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ እናተኻየደ ይርከብ። AMN-ትግርኛ: 14/06/2018 ተጋሩ ዘዋፅእን መሰረታዊ ፀገማት ትግራይ ክፈትሕን ዝኽእል መስመር ምንቅስቓስ ለውጢ እናካየዱ ይርከቡ። ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ…
AMN PLUS-ትግርኛ 7 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበኣ ውክልናን ፍትሓዊ ተጠቃምነትን ንክትረክብ ዋና ፀሓፊ ውዱብ ሕቡራት መንግስትታት አንቶኒዮ ጉተሬዝ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ህዝብታት ኣፍሪካ ካብ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ እታ…
AMN PLUS-ትግርኛ 7 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ኣማራፅታት ምርግጋፅ ዘተኣማምን ተጠቃምነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ጉዳይ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል…
AMN PLUS-ትግርኛ 7 ለካቲት 2018 ዓ/ም ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን ምንቅስቓስ ደለይቲ ለውጢ ትግራይኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ምኽክር ኣካይዶም። እዚ መድረኽ ምኽክር ''ሰላም ንህዝብና ለውጢ ንመፃኢ ተስፋና ''ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቅልጡፍ ዕቤት እናመዝገባ ካብ ዝርከባ ሃገራት እታ ሓንቲ ከምዝኾነት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግሥትታት ፕሬዚዳንት ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር)…
AMN PLUS-ትግርኛ 9 ለካቲት 2018 ዓ/ም ከም ህዝቢ ክንድሕን እንተኾይንና ኵናት ብምፅያፍ ንሰላም ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ገሊፆም። ፀገም ትግራይ ምስ መንግሥቲ ፌዴራል ኮይንካ ብሰላም እምበር ምስ ፀላኢ…
AMN PLUS-ትግርኛ 10 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ብመባፅሕቲ ሃወፅቲ 15 ሚኢታዊ ብምምዝጋብ፣ ዓቢይ ዕብየት ካብ ዘመዝገባ ሃገራት ሓንቲ ኮይና፡፡ ሓዱሽ ዓመት ኣውሮፓውያኑ ካብ ዝኣቱ ኣብ ካልኣይ ወርሑ ኣብዚ ዓመት ዓውዲ…
AMN PLUS-ትግርኛ 10 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ሓፈሻዊ መረፃ 2018 ዓ/ም ዲሞክራሲያውን ሰላማውን ውድድር ንምግባር ዘኽእል ኩለ መድያዊ ምድላው ከምዝገበሩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድባት ባይቶና ዓባይ ትግራይን ሹም ተንቤን ፓርትን ገሊፆም።…