ሕብረ ብሔራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ሃገራዊ ፀጋታት ናብ ወለዶ ምትሕልላፍ ይግባእ-ሚኒስትር መሐመድ እንድሪስ
AMN PLUS -ትግርኛ 09 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሕብረ ብሔራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ሃገራዊ ፀጋታት ናብ ወለዶ ምትሕልላፍ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሰላም መሐመድ እንድሪስ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ባህር ዳር”ማሕበራዊ ፀጋታትና ንዘላቒ ሰላምን ሕብረ…
AMN PLUS -ትግርኛ 09 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሕብረ ብሔራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ሃገራዊ ፀጋታት ናብ ወለዶ ምትሕልላፍ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሰላም መሐመድ እንድሪስ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ባህር ዳር”ማሕበራዊ ፀጋታትና ንዘላቒ ሰላምን ሕብረ…
AMN PLUS -ትግርኛ 08 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም በዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ሪፎርም ድሕሪ ምክያዱ ስሉጥ ግልጋሎታት እናሃበ ከምዘሎ ተገልገልቲ ገሊፆም፡፡ እቲ በዓል መዚ ስራሕቱ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ…
AMN PLUS -ትግርኛ 08 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያን ህንድን ታሪኻዊ ምሕዝነተን ናብ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ንምስግጋር ምውሳነን ትኽክለኛ ስጉምቲ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ…
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ፕሮጀክት ምምሕያሽ መነባብሮ ከባብታት ቆላ ነቲ ሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት እናሳለጠ ከምዝርከብ ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል…
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመዘነኦም ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ምቕባሎም ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ንርክብ ኣፍሪካን ህንድን ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር እዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያን ህንድን ዘለወን ምትሕብባር ንምስፋሕ ሓባራዊ ቅዋመን ከምዘርኣያ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
AMN PLUS -ትግርኛ 08 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ህዝቢ ክልል ትግራይ ከም ካልኦት ህዝብታት ክልላት ብዝተማልአ መንገዲ ኣብ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ክሳተፍ ኣለዎ ክብሉ ኢዜኣ ዘዘራረቦም ነበር ከተማ መቐለ ተዛሪቦም።…
AMN PLUS -ትግርኛ 06 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሹም ተምቤን ዝተብሃለ ክልላዊ ፓርቲ 23 ሓምለ 2017 ዓ/ም ግዝያዊ ኣፍልጦ ረኺቡ 5 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ፈላማይ መስረታ ጉባኤኡ ምክያዱ ኣፍሊጡ ። ኣብ…
AMN PLUS -ትግርኛ 06 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት)ኣብ 7ይ ሀገራዊ መረፃ ንምውድዳር ምድላዋት እናገበረ ምዃኑ ኣፍሊጡ ። ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸበ ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት…