ምእጋድ ዋትስኣፕ

AMN PLUS-ትግርኛ 10 ለካቲት 2018 ዓ/ም ሩስያ መቐፀልታ እቲ ማሕበራዊ ሚድያታት ንምቁፅፃር ዝጀመረቶ ወፍሪ ንዋትስኣት ኣጊዳ፡፡ ሩስያ ንመተግበሪ ዋትስኣፕ ከምዝኣገደት ዝሓበረት እንትትከውን ኣብ ክንድኡ ዜጋታታት እታ ሃገር ማክስ ዝተብሃለ ኣብታ…

Continue Readingምእጋድ ዋትስኣፕ

ንወረዳታት ሰዲ ጫንቃን ሃዋ ገላንን ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ዝርከብ ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ቄጦ ንምዕዛብ ዕድል ረኺበ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 11 ለካቲት 2018 ዓ/ም ንወረዳታት ሰዲ ጫንቃን ሃዋ ገላንን ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ዝርከብ ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ቄጦ ንምዕዛብ ዕድል ረኺበ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

Continue Readingንወረዳታት ሰዲ ጫንቃን ሃዋ ገላንን ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ዝርከብ ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ቄጦ ንምዕዛብ ዕድል ረኺበ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣብ ግብርና ዝጀመርናዮ እመርታ ብኣግሮ ኢንዱስትሪ ፋብሪካታት እንተዘይተደጊፉ ውፅኢታዊ ኣይኸውንን-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

AMN PLUS-ትግርኛ 12 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ግብርና ዝጀመርናዮ እመርታ ብኣግሮ ኢንዱስትሪ ፋብሪካታት እንተዘይተደጊፉ ውፅኢታዊ ኣይኸውንን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…

Continue Readingኣብ ግብርና ዝጀመርናዮ እመርታ ብኣግሮ ኢንዱስትሪ ፋብሪካታት እንተዘይተደጊፉ ውፅኢታዊ ኣይኸውንን-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ ንቕሓት ህዝቢ ንምዕባይን ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብምንካይን ምክልኻል ገበንን ምንቅስቓስ ፀጥታን ንምምሕያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

AMN PLUS-ትግርኛ 12 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝምዝገብ ዘሎ ቅልጡፍ ዕብየት ስራሕቲ ምክልኻል ገበንን ድሕንነትን ምምሕያሽ ከምዝግባእ ሓላፊት ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ሊድያ ግርማ…

Continue Readingኣዲስ ኣበባ ንቕሓት ህዝቢ ንምዕባይን ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብምንካይን ምክልኻል ገበንን ምንቅስቓስ ፀጥታን ንምምሕያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ፓርቲ ስምረት ሰላማውን ዲሞክራሲያውን መረፃ ንክካየድ ኣድላይ ምድላው እናገበረ እዩ-ኣባል ቤት ምኽሪ ውድብ ስምረት ሽሻይ ኣማረ(ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ መረፃ 2018 ዓ/ም ሰላማውን ዲሞክራሲያውን ኮይኑ ንክሳለጥ ኣድላይ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ኣባል ቤት ምኽሪ እቲ ፓርቲ ሽሻይ ኣማረ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣባል…

Continue Readingፓርቲ ስምረት ሰላማውን ዲሞክራሲያውን መረፃ ንክካየድ ኣድላይ ምድላው እናገበረ እዩ-ኣባል ቤት ምኽሪ ውድብ ስምረት ሽሻይ ኣማረ(ዶ/ር)

ፍሬወይኒ ኃይሉ ናይዚ ዓመት ፈጣን ሰዓት ብምምዝጋብ እንትትስዕር ፅጌ ዱጉማ 3ይ ወፂኣ

AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ አትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ 3000 ሜትር ዝተሳተፈት ፍሬወይኒ ኃይሉ ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማ፡፡ ፍሬወይኒ ነቲ ርሕቐት ንምሽፋን ዝወሰደላ…

Continue Readingፍሬወይኒ ኃይሉ ናይዚ ዓመት ፈጣን ሰዓት ብምምዝጋብ እንትትስዕር ፅጌ ዱጉማ 3ይ ወፂኣ

ባንኪ ዓለም ንኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ብዘላቕነት ንምቕፃል ቆራፅ እዩ-ዳይሬክተር ማኔጂንግ እቲ ባንኪ ዌንቻይ ዣንግ

AMN PLUS-ትግርኛ 18 ጥሪ 2018 ዓ/ም ባንኪ ዓለም ንኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ብዘላቕነት ንምቕፃል ቆራፅ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ማኔጂንግ እቲ ባንኪ ዌንቻይ ዣንግ ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዳይሬክተር…

Continue Readingባንኪ ዓለም ንኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ብዘላቕነት ንምቕፃል ቆራፅ እዩ-ዳይሬክተር ማኔጂንግ እቲ ባንኪ ዌንቻይ ዣንግ

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘለዎ እጃም መሪሕነት ንክዋፃእ ኣኽኢሉ እዩ-ሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ

AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘለዎ እጃም መሪሕነት ንክዋፃእ ከምዘኽኣለ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ “ናቶም ዕግበት…

Continue Readingመመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘለዎ እጃም መሪሕነት ንክዋፃእ ኣኽኢሉ እዩ-ሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ

ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ዘመናዊ መዝሐልን ኹለ መዳይ ህንፃን ኣትክልትን ፍረምረን፣ ውፅኢት እንስሳትን መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን

AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝመሓላለፍኦ መልእኽቲ ምስ ሚኒስተር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ብምዃን፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ…

Continue Readingከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ዘመናዊ መዝሐልን ኹለ መዳይ ህንፃን ኣትክልትን ፍረምረን፣ ውፅኢት እንስሳትን መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን

ኣብ ህንፀት ሓይሊ ሰብ፣ ኣፅዋርን መሰረተ ልምዓት ውግእን ብዙሕ ስራሕ ተሰሪሑ እዩ – ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ

AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም መበል 90 ዓመት ፅምብል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ስዒቡ፡ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ሎሚ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ዝሰልጠኑ ኣብረርትን ሰብ ሞያን ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ…

Continue Readingኣብ ህንፀት ሓይሊ ሰብ፣ ኣፅዋርን መሰረተ ልምዓት ውግእን ብዙሕ ስራሕ ተሰሪሑ እዩ – ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ