ኤ ኣይን ዓቕሚ ወዲ ሰብን
AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኤ ኣይ ኣብ ዝኾነ እዋን ልዕሊ ወዲ ሰብ ክኸውን ከምዘይክእል ተሓቢሩ፡፡ ኣንድሪው ፒዮነር ብዓል ሞያ መፅናዕትን ምምዕባልን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ እንትኸውን ድሕሪ ሕዚ ኤ ኣይ…
AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኤ ኣይ ኣብ ዝኾነ እዋን ልዕሊ ወዲ ሰብ ክኸውን ከምዘይክእል ተሓቢሩ፡፡ ኣንድሪው ፒዮነር ብዓል ሞያ መፅናዕትን ምምዕባልን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ እንትኸውን ድሕሪ ሕዚ ኤ ኣይ…
AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም ገበናት ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲልካ ምጥቃምን ራዕድነት ብገንዘብ ምድጋፍን ምክልኻል ዘኽእል ብሰብ ስራሕ ብልሒ ዝተደገፈ ስርዓት ንምልማዕ ስምምዕ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕ፤…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክሳለጥ ኣድላይ ምድላው ከምዝገበረ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምክትል…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሓባሪ ኣንፈት ስዒበን ዝተጉዓዛ ዑደተኛታት ከቢድ በረድ ናብ ዘለዎ ከባቢ ከምዝኣተዋ ተሓቢሩ፡፡ ናብ ኣንዶራ ዘምርሓ ሰለስተ ዜጋታት ታይዋን ዝኾና ዑደተኛታት ብሓባሪ ኣንፈት ወይ ከዓ…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ናይ ቅድመ ምድላዋት ስራሕቲ ኣብ ምኽያድ ንርከብ ኢሎም፡፡ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዲሞክራስያዊ…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኢንቨስትመንት ንምስፍሕፋሕን ንምጥንኻርን ድሌት ከምዘለዋ ረዳት ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ክሪስቶፈር ላንዳው ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ረዳት ሚኒስትር…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ብምምሕዳር…
AMN PLUS-ትግርኛ 21 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሕማም በዲዶ ህበይ ኣስጋኢ ኣብዘይኾነሉ ብርኪ ከምዝበፅሐ ሲ ዲ ሲ ፀብፂቡ፡፡ ኤም ፖክስ እናተባህለ ዝፅዋዕ ሕማም በዲዶ ህበይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኣፍሪካ ኣስጋኢ…
AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ኣጋይሽ ዝለዓለ ኣገልግሎት ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽነር ኮሚሽን ቱሪዝም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሁንዴ ከበደ ኣፍሊጦም።…
AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ብዝተፈላለዩ መማረፅታትን ቋንቋታትን ቴክኖሎጂን ተወዳዳሪ ሚድያ ኮይኑ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ኣይተ ካሳሁን ጎንፋ። ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ…