ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ “ብሉፅ ፕሮጀክት ኢንዳስትሪ ኢነርጂ ናይ 2026” ተባሂሉ ተሸሊሙ

AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ “ብሉፅ ፕሮጀክት ኢንዳስትሪ ኢነርጂ ናይ 2026” ተባሂሉ ተሸሊሙ። ስነ-ስርዓት ሽልማት 21 ጥሪ 2018 ምሸት ኣብ ጋና…

Continue Readingዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ “ብሉፅ ፕሮጀክት ኢንዳስትሪ ኢነርጂ ናይ 2026” ተባሂሉ ተሸሊሙ

ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ንዓባይ ብሪታንያ ኣጠንቂቖም

AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም ብሪታንያን ቻይናን ቁጠባዊ ርክብ ምፍጣረን ስዒቡ ፕሬዝደንት ትራም ንብሪታንያ ኣጠንቂቖም፡፡ ረብሕኦም ጥራሕ ዘቐድሙ መራኺ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ፕሬዝደንት ትራምፕ ምስ ቻይናን ሩስያን ዝኣተውዎ ዝሑል…

Continue Readingፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ንዓባይ ብሪታንያ ኣጠንቂቖም

ሚልዮን ዋጋ ከልቢ

AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም “ሮፕ ዳዲ” ዝተብሃለ ዓሌት ከልቢ ፈረንሳይ ልዕሊ 18 ሚልዮን ቅርሺ ይሽየጥ፡፡ ሮፕ ዳዲ ፍሉይ ዓሌት ከልቢ ፈረንሳይ እንትኸውን ዋግኡ ድማ 120 ሽሕ ዶላር ኣሜሪካ…

Continue Readingሚልዮን ዋጋ ከልቢ

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ

AMN PLUS -ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። በዚ መሰረት፤ 1ይ. ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ…

Continue Readingካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ብምህናፅ ትልምታት ብልፅግና ጋህዲ ንምግባር ዝግበር ጉዕዞ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ-ሚኒስትር ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ህንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ብምጥንኻር ትልምታት ብልፅግና ጋህዲ ንምግባር ዝግበር ጉዕዞ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምንቅስቓስ ስራሕ ኣብ ድሬዳዋ…

Continue Readingሓምለዋይ ኢኮኖሚ ብምህናፅ ትልምታት ብልፅግና ጋህዲ ንምግባር ዝግበር ጉዕዞ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ-ሚኒስትር ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር)

ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 9 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) "ፀብለልታ…

Continue Readingሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ-ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንወለዶ ኣድላይ ዝኾኑ ትካላት ብምፍጣርን እቶም…

Continue Readingመንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ-ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ርኽክብ ገይሮም

AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ርኽክብ ገይሮም ፡፡ እቶም ቀዳማይ…

Continue Readingቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ርኽክብ ገይሮም

ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 10 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

Continue Readingሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ስርዓተ ጥምቀት እንትነኽበር ናይ ጥፍኣት መፍትሒ ይቕሬታ፣ ናይ ባእሲ መድሓኒት ዕርቀ ሰላም ከምዝኾነ እናሓሰብና ክኸውን ይግባእ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት ብክርስቶስ ናይ ምቕላዕ፣…

Continue Readingስርዓተ ጥምቀት እንትነኽበር ናይ ጥፍኣት መፍትሒ ይቕሬታ፣ ናይ ባእሲ መድሓኒት ዕርቀ ሰላም ከምዝኾነ እናሓሰብና ክኸውን ይግባእ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)