ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ኢየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ኢየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፋ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ፡ ጥምቀት ኣብ ክርስትያን ናይ ምግላጽን ዕርቂን ዳግማይ ልደትን ምልክት ምዃኑ ገሊፀን። ኣብ…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ኢየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፋ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ፡ ጥምቀት ኣብ ክርስትያን ናይ ምግላጽን ዕርቂን ዳግማይ ልደትን ምልክት ምዃኑ ገሊፀን። ኣብ…
AMN PLUS-ትግርኛ 11 ጥሪ 2018 ዓ.ም ካብ ኣፈላላይ ሓድነትና ብምቕዳም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያትና ብምዝታይ ሓፁራት ፅልኢ ክነፍርስ ኣለና ኢለን ከንቲባ አዳነች አቤቤ ። ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን…
AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሎሚ መዓልቲ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባኡ…
AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም ፕረደዚንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ግሪንላንድ ንምቍጽጻር ንዘቕረበዎ እማመ ኣብ ልዕሊ ዝቃወማ ሃገራት ኤውሮፓ ታሪፍ ክድንግጉ ምዃኖም ክገልፁ ከለው፡ ነዚ "100 ሚእታዊ" ግብራዊ ከም ዝገብርዎ…
AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም ንጓል ትሽዓት ወርሒ ቈልዓ ትቃጸል ካብ ዝነበረት መኪና ዘውጽኡ ሰባት ተሞጒሶም፡፡ ዌልስ በይኖንን ማርክ ዊልዲንግን፡ መርቲር ቲድፊል ኣብ ዝተባህለት ከተማ ዌልስ፡ ሓንቲ ብትኪ ዝተዓብሎኸት…
AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም “ጌሮ” ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ጃፓን ዝተሰርሐ መደያይቦ ብኣስጋእነቱ ትኹረት ማሕበራዊ ሚድያ ስሒቡ፡፡ ኣብ ጃፓን ጌሮ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናብ መንበሪ ኣባይቲ ንምድያብ ተባሂሉ ኣብ…
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገኑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት መንበሪ ኣባይቲ ንፀገም ተቓላዕቲ ዝኾኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ መራሕቲ ስድራ ዘተኣማምን መፅለሊ ምርካብ ኽኢሎም እዮም። ብብርኪ ስድራ ድሕንነቶም…
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ጥሪ 2018 ዓ/ም ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲ ክልል ኦሮምያን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ውድብ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ፕረዚደንት ክልል ኦሮሚያ ኣይተ…
AMN PLUS-ትግርኛ 10 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንወለዶ ኣድላይ ዝኾኑ ትካላት ብምፍጣርን እቶም…