ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
AMN PLUS-ትግርኛ 9 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) "ፀብለልታ…
AMN PLUS-ትግርኛ 9 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) "ፀብለልታ…
AMN PLUS -ትግርኛ 2 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ÷ ቅልጡፍ…
AMN PLUS -ትግርኛ 2 ጥሪ 2018 ዓ/ም ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ታሪኽ ኣፍሪካ እቲ ዝዓበየ ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት ትራንስፖርት ኣየር ክኸውን እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
AMN PLUS -ትግርኛ 2 ጥሪ 2018 ዓ/ም ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክምሓደር መረፃ ኣብ ትግራይ ግድን 'ዩ ክብሉ መስራትን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ትንሳኤ 70 እንደርታ ፓርቲ ኣይተ ኣብርሃም ፅጌ ገሊፆም፡፡…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም መንግሥቲ መደመር ኢትዮጵያውያን ዘተኣሳስር ገዛኢ ተረኽ ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ መንግሥቲ ሚኒስትር ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም።…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዴዎን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ኩኒሚትሱ ኣያኖ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያን ጃፓንን…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ማይ ንኹሉ ዝነክእ ኣህጉራዊ ጉዳይ ህልውና ከምዝኾነ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ ገሊፆም። መበል 51 ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ቀወምቲ ተወከልቲ ሕብረት…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀዋሚ ኮሚቴ ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ "ድምፂ ወለዶ" ዝኾነ ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ህዝብን መንግስትን ብሓበሬታ ኣብ ምትእስሳርን ፕሮጀክትታት ልምዓትን ሰናይ…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ምክትል ኣቦ ወንበር አፋህድን ዋና ኣዛዚ ወታደራውን ኮሎኔል ፈንታው ሙሀባ አፋህድ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ምስ ሰራዊቶም ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም…
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ልምዓት ወሰን ሩባታት ኣብ ሓሳብና እንርእያ ኣዲስ ኣበባ ብጭቡጥ ኣብ ባይታ ዘተግብርናዮ ዓቕሚ መርኣያ ይከኣል ዘርኢ እዩ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች…