ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ ህንፀት “ዋይልድ ሳፋሪ” ይካየድ ኣሎ
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ "ዋይልድ ሳፋሪ"(Wild Safari) ህንፀት ይካየድ ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ "ትንሳኤ…
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ "ዋይልድ ሳፋሪ"(Wild Safari) ህንፀት ይካየድ ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ "ትንሳኤ…
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም መበል 7ይ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓውን ዲሞክራሲያውን ብዝኾነ መንገዲ ምክያድ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ሃገር ለኸ ሓባራዊ…
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻ ገሊፆም። ኣብ ክፍለ ከተማ የካ…
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኤሌክትሮኒክ ኣገልግሎት ዕድጊት መንግሥቲ ውፅኢታዊ ንምግባርን ኣጠቓቕማ ንብረት ንምምሕያሽን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብዝበለፀ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊጾም። በዓል መዚ ዕድጊትን ንብረትን…
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ባህላዊ ፀጋታት መሰረት ሓባራዊ ሓቅታትን ብሄራዊ ተረኻትን ስለዝኾኑ ንህንፀት ሃገር ዘለዎም እጃም ንምጉላህ እናተሰርሐ እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።…
AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ ጃፓን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኢንቨስተራትን ክልቲአን ሃገራት ብምስታፍ እናተኻየደ ይርከብ። እዚ ፎረም ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሽግግር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን…
AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ፍሉጥ ኣመሪካዊ ዩቲዩበርን መቕረቢ ቀጥታ ፈነወን መንእሰይ አይሾው ስፒድ ወይ ዳረን ዋትኪንስ ጁኒየር ኣብ አዲስ አበባ ዑደት እናካየደ ይርከብ፡፡ ብኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 21 ጥሪ…
AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ተወዳዳሪት ንምግባር ዘኽእል ዓቕሚ እናተሃነፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ንክልተ ትካላት…
AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ሊብያ ዝተኣዘዛ ሞባይላት ድሕሪ 16 ዓመት ኣብ ኢድ ነጋዳይ በፂሐን፡፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ሊብያ ትሪፖሊ ዝነብር ሓደ ነጋዳይ ኣብ 2010 ዓመተ ፈረንጂ…
AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኾነ ከባቢ መበል 7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዝተመዝገቡን ሕፁያት ዘመዝገቡን ውድባት ፖለቲካ…