ክብደት መነከይ መድሓኒት

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ምምሕዳር ምግብን መድሃኒትን ኣሜሪካ ዋጎቪ ንዝተብሃለ መድሓኒት ኣፍልጦ ሂቡ፡፡ ምምሕዳር ምግብን መድሓኒትን ኣሜሪካ (ኤፍ ዲ ኤ) መነከይ ክብደት ዝኾነ ዋጎቪ ዝተብሃለ ከኒና ኣፍልጦ…

Continue Readingክብደት መነከይ መድሓኒት

ሃፍትታት ተፈጥሮታትና ብኹሉ መዳይ ምልማዕ ናይ ኹሉ ግዜ ተግባርና ይኹን- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ናይ ሓለዋ ኸባቢ ስርዓትና ድኹም ብምዃኑ ደጊምካ ንምትካእ ብጣዕሚ ኣድካምን ኣፀጋምን ልሙዕ ሓመድና እንሰኣንና ፀኒሕና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።…

Continue Readingሃፍትታት ተፈጥሮታትና ብኹሉ መዳይ ምልማዕ ናይ ኹሉ ግዜ ተግባርና ይኹን- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ቼልሲ ምስ ኣርሰናል፣ፀወታ ለንደን ደርቢ

AMN PLUS-ትግርኛ 6 ጥሪ 2018 ዓ/ም ካልኣይ ፀዋታ ፍርቂ ፍፃመ ካራባኦ ካፕ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ምስ ኣርሰናል ኣብ ስታፎርድ ብሪጅ ዝገብረኦ ፀወታ ለንደን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ። ናይ ከተማ ተናሓናሕቲ…

Continue Readingቼልሲ ምስ ኣርሰናል፣ፀወታ ለንደን ደርቢ

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ እዩ

AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ግሩፕ…

Continue Readingመመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ እዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም

AMN PLUS -ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ልምዓት ዘለወን ትሕብብር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘትዮም…

Continue Readingቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም

AMN PLUS -ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ…

Continue Readingቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም

መንግሥቲ መደመር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃገራዊ ጉዕዞ ብልፅግና ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ይኣምን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

AMN PLUS -ትግርኛ 24 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም መንግሥቲ መደመር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃገራዊ ጉዕዞ ብልፅግና ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ከምዝኣምንን ንተግባራዊነቱ እውን እናሰርሐ ከምዝርከብን ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።…

Continue Readingመንግሥቲ መደመር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃገራዊ ጉዕዞ ብልፅግና ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ይኣምን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክመሓደር አለዎ-ጀነራል ሳሞራ የኑስ

AMN PLUS -ትግርኛ 23 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክመሓደር ኣለዎ ክብሉ ነበር ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ሳሞራ የኑስ ገሊፆም፡፡ ጊዚያዊ መንግስቲ እናተብሃለ ክቕፅል የብሉን ክብሉ…

Continue Readingህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክመሓደር አለዎ-ጀነራል ሳሞራ የኑስ

ሓድሽ ዓመት 2026 ዓመተ ፈረንጂ

AMN PLUS -ትግርኛ 23 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሓድሽ ዓመት 2026 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዝኽተላ ብርክት ዝበላ ሃገራት ዓለም ሓድሽ ዓመት 2026 ተቐቢለን ኣለዋ፡፡ ካብዘን ሃገራት…

Continue Readingሓድሽ ዓመት 2026 ዓመተ ፈረንጂ

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዋርሕ ሕዳርን ታሕሳስን 2018 ዓ/ም ዘሳለጥዎም ስራሕቲ

AMN PLUS -ትግርኛ 24 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዋርሕ ሕዳርን ታሕሳስን 2018 ዓ/ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ሃገራዊ፣ ኣህጉራውን ዓለም ለኻውን ስራሕቲ ኣሳሊጦም እዮም። ኩሎም ስራሕቲ…

Continue Readingቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዋርሕ ሕዳርን ታሕሳስን 2018 ዓ/ም ዘሳለጥዎም ስራሕቲ