ፅልዋ ኤ ኣይ ኣብ 2025

AMN PLUS -ትግርኛ 22 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኣብ 2025 ዓመተ ፈረንጂ ሰባት ብ ኤ ኣይ ክንደየናይ ተገሪሞም? ኣብ ዓመተ ፈረንጂ 2025 ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብርክት ዝበሉ ንምእማኖም ዝኸብዱ ኣገረምቲ ስራሕቲ ተሰሪሖም…

Continue Readingፅልዋ ኤ ኣይ ኣብ 2025

ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ይፈፀም ናብ ዝብል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ዘለዎ ዓወት ዲፕሎማሲ ምስግጋር ተኻኢሉ እዩ-ሚኒስትር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር)

AMN PLUS -ትግርኛ 21 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ይፈፀም ናብ ዝብል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ዘለዎ ዓወት ዲፕሎማሲ ምስግጋር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር)…

Continue Readingሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ይፈፀም ናብ ዝብል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ዘለዎ ዓወት ዲፕሎማሲ ምስግጋር ተኻኢሉ እዩ-ሚኒስትር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር)

ኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋህዲ እናኾነ እዩ

AMN PLUS -ትግርኛ 17 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋህዲ እናኾነ ምዃኑ ተገሊፁ። ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ብምዕባይ ሃገርና ተጠቃሚት ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምግባር ብቀዳማይ…

Continue Readingኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋህዲ እናኾነ እዩ

አዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ብብርኪ ሃገርን ከተማን ዝተተሓዘ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ተሳትፎኡ ኣጠናኺሩ ምቕፃሉ ተገሊፁ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም አዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ዝተኸሎም ፈልስታት ናይ ምንክብኻብ መርሃ ግብሪ ኣካይዱ:: ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ብዘካየደቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…

Continue Readingአዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ብብርኪ ሃገርን ከተማን ዝተተሓዘ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ተሳትፎኡ ኣጠናኺሩ ምቕፃሉ ተገሊፁ

ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ዘበናዊነት ከተማታት ኣብ ምዕባይ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት እዩ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብቴክኖሎጂ ዝማዕበላ ከተማታት ንምህናፅን ኩነታት መነባብሮ ዜጋታት ንምምሕያሽን ዓብይ ዓቕሚ ከምዝፈጥር ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ቀዳማይ…

Continue Readingስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ዘበናዊነት ከተማታት ኣብ ምዕባይ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት እዩ

ኤጀንሲ ምምሕዳርን ልምዓትን መስርሒ ቦታ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዘመናዊ መንገዲ ንምሃብ ዘኽእሎ ቴክኖሎጂ ዕላዊ ገይሩ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ‎ኤጀንሲ ምምሕዳርን ልምዓትን መስርሒ ቦታ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዘመናዊ መንገዲ ንምሃብ ዘኽእሎ ቴክኖሎጂ ዕላዊ ገይሩ። ‎ኤጀንሲ ምምሕዳርን ልምዓትን መስርሒ ቦታ ኣዲስ ኣበባ…

Continue Readingኤጀንሲ ምምሕዳርን ልምዓትን መስርሒ ቦታ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዘመናዊ መንገዲ ንምሃብ ዘኽእሎ ቴክኖሎጂ ዕላዊ ገይሩ

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም – ኮሚሽን ብሔራዊ ተሃድሶ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ‎ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ምፅምባሮም ኮሚሽን ብሔራዊ ተሃድሶ ኣፍሊጡ ። ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር…

Continue Readingኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም – ኮሚሽን ብሔራዊ ተሃድሶ

ንወለዶ ምችውቲ ሃገር ናይ ምርካብ ጉዕዞ ኣብ ኩሎም ዓውድታት ብዓወት እናቐፀለ እዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ‎ብሓምለዋይ ጉዕዞ ብልፅግና ንወለዶ ምችውቲ ሃገር ናይ ምርካብ ጉዕዞና ኣብ ኩሎም ዓውድታት ብዓወት እናቐፀለ እዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። መበል…

Continue Readingንወለዶ ምችውቲ ሃገር ናይ ምርካብ ጉዕዞ ኣብ ኩሎም ዓውድታት ብዓወት እናቐፀለ እዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስራሕ ዳግማይ ምጥያሽ ብምትዕንቓፍ ተመዛበልቲ መሳርሒ ፖለቲካ እናገበረ እዩ ዝርከብ-ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ

AMN PLUS -ትግርኛ 19 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ‎ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስራሕ ዳግማይ ምጥያሽ ብምትዕንቓፍ ተመዛበልቲ መሳርሒ ሽርሒ ፖለቲካ እናገበረ ከምዝርከብ ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ገሊፁ። ኣባል ቤት ምኽሪ ከምኡ…

Continue Readingዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስራሕ ዳግማይ ምጥያሽ ብምትዕንቓፍ ተመዛበልቲ መሳርሒ ፖለቲካ እናገበረ እዩ ዝርከብ-ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ

ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ምኽክር ካብ መዳርግቲ ኣካላት ትግራይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?

AMN PLUS -ትግርኛ 20 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንዘመናት ኣብ ሞንጎ ፖለቲካውን ስነ-ሓሳባውን መራሕቲ፣ኣብ ሞንጎ መንግስትን ሕብረተሰብን ክንከባለል ዝጸንሐ ናይ ሓሳብ ኣፈላላይን ዘይምርድዳእን ንምፍታሕ ዝተመስረተ ነጻን ዘይሻራውን…

Continue Readingኣብ መስርሕ ሃገራዊ ምኽክር ካብ መዳርግቲ ኣካላት ትግራይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?