መበል 14 ቅነ ከተማዊ ቴክኒክን ሞያን ተኸፊቱ

AMN ትግርኛ 15 ሰነ 2016 ኣብ ማእኸል ኤግዝብሸን ኣዲስ ኣበባ ዝተሰናደየ መበል 14 ቅነከተማዊ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብወግዒ ከፊተንኦ። እቲ ቅነ…

Continue Readingመበል 14 ቅነ ከተማዊ ቴክኒክን ሞያን ተኸፊቱ

ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

AMN ትግርኛ 22 ሰነ፣ 2016 ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ(ኤ ኤም ኤን) ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየአን ኣብ…

Continue Readingኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማእኸል ሱዊዝ ዲያግኖሲስ ዑደት ገይረን::

MN ትግርኛ 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ትማሊ ምሸት እተን ከንቲባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ማእኸል ሱዊዝ ዲያግኖሲስ ዑደት ምግባሮም ኣብ ማህበራዊ ሚዲያአን ዕላዊ ገይረን:: እቲ ማእኸል ሕክምና ዝህቦ ግልጋሎት…

Continue Readingከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማእኸል ሱዊዝ ዲያግኖሲስ ዑደት ገይረን::