ምርግጋፅ ዘተኣማምን ተጠቃምነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ጉዳይ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 7 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ኣማራፅታት ምርግጋፅ ዘተኣማምን ተጠቃምነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ጉዳይ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል…

Continue Readingምርግጋፅ ዘተኣማምን ተጠቃምነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ጉዳይ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣብ ህንፀት ሓይሊ ሰብ፣ ኣፅዋርን መሰረተ ልምዓት ውግእን ብዙሕ ስራሕ ተሰሪሑ እዩ – ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ

AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም መበል 90 ዓመት ፅምብል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ስዒቡ፡ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ሎሚ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ዝሰልጠኑ ኣብረርትን ሰብ ሞያን ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ…

Continue Readingኣብ ህንፀት ሓይሊ ሰብ፣ ኣፅዋርን መሰረተ ልምዓት ውግእን ብዙሕ ስራሕ ተሰሪሑ እዩ – ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ

ገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ሰብ ስራሕ ብልሒ መሰረት ዝገበረ ስርዓት ክምዕብል እዩ

AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም ገበናት ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲልካ ምጥቃምን ራዕድነት ብገንዘብ ምድጋፍን ምክልኻል ዘኽእል ብሰብ ስራሕ ብልሒ ዝተደገፈ ስርዓት ንምልማዕ ስምምዕ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕ፤…

Continue Readingገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ሰብ ስራሕ ብልሒ መሰረት ዝገበረ ስርዓት ክምዕብል እዩ

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ “ብሉፅ ፕሮጀክት ኢንዳስትሪ ኢነርጂ ናይ 2026” ተባሂሉ ተሸሊሙ

AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ “ብሉፅ ፕሮጀክት ኢንዳስትሪ ኢነርጂ ናይ 2026” ተባሂሉ ተሸሊሙ። ስነ-ስርዓት ሽልማት 21 ጥሪ 2018 ምሸት ኣብ ጋና…

Continue Readingዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ “ብሉፅ ፕሮጀክት ኢንዳስትሪ ኢነርጂ ናይ 2026” ተባሂሉ ተሸሊሙ

ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 9 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) "ፀብለልታ…

Continue Readingሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 10 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

Continue Readingሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሎሚ መዓልቲ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሎሚ መዓልቲ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባኡ…

Continue Readingቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሎሚ መዓልቲ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገኑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት መንበሪ ኣባይቲ ንፀገም ተቓላዕቲ ዝኾኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ መራሕቲ ስድራ ዘተኣማምን መፅለሊ ምርካብ ኽኢሎም እዮም

AMN PLUS-ትግርኛ 13 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገኑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት መንበሪ ኣባይቲ ንፀገም ተቓላዕቲ ዝኾኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ መራሕቲ ስድራ ዘተኣማምን መፅለሊ ምርካብ ኽኢሎም እዮም። ብብርኪ ስድራ ድሕንነቶም…

Continue Readingኣብ ኢትዮጵያ እናተወገኑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት መንበሪ ኣባይቲ ንፀገም ተቓላዕቲ ዝኾኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ መራሕቲ ስድራ ዘተኣማምን መፅለሊ ምርካብ ኽኢሎም እዮም

ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ምፍታሕን ምእካብ እቶት ምውሳኽን ቀዳምነት ስራሕቲ ኣመራርሓ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመሊስ ኣብዲሳ ገሊፆም

AMN PLUS-ትግርኛ 13 ጥሪ 2018 ዓ/ም ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲ ክልል ኦሮምያን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ውድብ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ፕረዚደንት ክልል ኦሮሚያ ኣይተ…

Continue Readingፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ምፍታሕን ምእካብ እቶት ምውሳኽን ቀዳምነት ስራሕቲ ኣመራርሓ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመሊስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 10 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

Continue Readingሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)