መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ-ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንወለዶ ኣድላይ ዝኾኑ ትካላት ብምፍጣርን እቶም…

Continue Readingመንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ-ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

AMN PLUS-ትግርኛ 9 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) "ፀብለልታ…

Continue Readingሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣጀሚሮም

AMN PLUS -ትግርኛ 2 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ÷ ቅልጡፍ…

Continue Readingቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣጀሚሮም

ፍሉጥ ዩቲዩበር ዓለምና መቕረቢ ቀጥታ ፈነወ ዩቱብ አይሾው ስፒድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት የካይድ ኣሎ

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ፍሉጥ ኣመሪካዊ ዩቲዩበርን መቕረቢ ቀጥታ ፈነወን መንእሰይ አይሾው ስፒድ ወይ ዳረን ዋትኪንስ ጁኒየር ኣብ አዲስ አበባ ዑደት እናካየደ ይርከብ፡፡ ብኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 21 ጥሪ…

Continue Readingፍሉጥ ዩቲዩበር ዓለምና መቕረቢ ቀጥታ ፈነወ ዩቱብ አይሾው ስፒድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት የካይድ ኣሎ

ኢትዮጵያን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ተወዳዳሪት ንምግባር ዘኽእል ዓቕሚ እናተሃነፀ እዩ-ሚኒስትር ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር)

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ተወዳዳሪት ንምግባር ዘኽእል ዓቕሚ እናተሃነፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ንክልተ ትካላት…

Continue Readingኢትዮጵያን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ተወዳዳሪት ንምግባር ዘኽእል ዓቕሚ እናተሃነፀ እዩ-ሚኒስትር ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር)

መንግሥቲ መደመር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃገራዊ ጉዕዞ ብልፅግና ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ይኣምን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

AMN PLUS -ትግርኛ 24 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም መንግሥቲ መደመር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃገራዊ ጉዕዞ ብልፅግና ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ከምዝኣምንን ንተግባራዊነቱ እውን እናሰርሐ ከምዝርከብን ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።…

Continue Readingመንግሥቲ መደመር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃገራዊ ጉዕዞ ብልፅግና ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ይኣምን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዋርሕ ሕዳርን ታሕሳስን 2018 ዓ/ም ዘሳለጥዎም ስራሕቲ

AMN PLUS -ትግርኛ 24 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዋርሕ ሕዳርን ታሕሳስን 2018 ዓ/ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ሃገራዊ፣ ኣህጉራውን ዓለም ለኻውን ስራሕቲ ኣሳሊጦም እዮም። ኩሎም ስራሕቲ…

Continue Readingቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዋርሕ ሕዳርን ታሕሳስን 2018 ዓ/ም ዘሳለጥዎም ስራሕቲ

ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ምኽክር ካብ መዳርግቲ ኣካላት ትግራይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?

AMN PLUS -ትግርኛ 20 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንዘመናት ኣብ ሞንጎ ፖለቲካውን ስነ-ሓሳባውን መራሕቲ፣ኣብ ሞንጎ መንግስትን ሕብረተሰብን ክንከባለል ዝጸንሐ ናይ ሓሳብ ኣፈላላይን ዘይምርድዳእን ንምፍታሕ ዝተመስረተ ነጻን ዘይሻራውን…

Continue Readingኣብ መስርሕ ሃገራዊ ምኽክር ካብ መዳርግቲ ኣካላት ትግራይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?

ሕብረ ብሔራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ሃገራዊ ፀጋታት ናብ ወለዶ ምትሕልላፍ ይግባእ-ሚኒስትር መሐመድ እንድሪስ

AMN PLUS -ትግርኛ 09 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሕብረ ብሔራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ሃገራዊ ፀጋታት ናብ ወለዶ ምትሕልላፍ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሰላም መሐመድ እንድሪስ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ባህር ዳር”ማሕበራዊ ፀጋታትና ንዘላቒ ሰላምን ሕብረ…

Continue Readingሕብረ ብሔራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ሃገራዊ ፀጋታት ናብ ወለዶ ምትሕልላፍ ይግባእ-ሚኒስትር መሐመድ እንድሪስ

ፕሮጀክት ምምሕያሽ መነባብሮ ከባብታት ቆላ ነቲ ሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት እናሳለጠ እዩ

AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ፕሮጀክት ምምሕያሽ መነባብሮ ከባብታት ቆላ ነቲ ሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት እናሳለጠ ከምዝርከብ ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል…

Continue Readingፕሮጀክት ምምሕያሽ መነባብሮ ከባብታት ቆላ ነቲ ሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት እናሳለጠ እዩ