ኢትዮጵያን ህንድን ዘለወን ምትሕብባር ንምስፋሕ ሓባራዊ ቅዋመን ኣርእየን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያን ህንድን ዘለወን ምትሕብባር ንምስፋሕ ሓባራዊ ቅዋመን ከምዘርኣያ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያን ህንድን ዘለወን ምትሕብባር ንምስፋሕ ሓባራዊ ቅዋመን ከምዘርኣያ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
AMN PLUS -ትግርኛ 08 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ህዝቢ ክልል ትግራይ ከም ካልኦት ህዝብታት ክልላት ብዝተማልአ መንገዲ ኣብ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ክሳተፍ ኣለዎ ክብሉ ኢዜኣ ዘዘራረቦም ነበር ከተማ መቐለ ተዛሪቦም።…
AMN PLUS -ትግርኛ 06 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሹም ተምቤን ዝተብሃለ ክልላዊ ፓርቲ 23 ሓምለ 2017 ዓ/ም ግዝያዊ ኣፍልጦ ረኺቡ 5 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ፈላማይ መስረታ ጉባኤኡ ምክያዱ ኣፍሊጡ ። ኣብ…
AMN PLUS -ትግርኛ 06 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት)ኣብ 7ይ ሀገራዊ መረፃ ንምውድዳር ምድላዋት እናገበረ ምዃኑ ኣፍሊጡ ። ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸበ ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት…
AMN PLUS -ትግርኛ 01 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ዘመን መለወጢ በዓል ወላይታ ዝኾነ "ጊፋታ" ብዘይድህሰስ ሓድግነት ዓለም ተመዝጊቡ ዘመን መለወጢ በዓል ወላይታ "ጊፋታ" ብትምህርቲ ሕቡራት መንግስታት፣ ትካል ሳይንስን ባህልን (ዩኔስኮ) ብዘይድህሰስ…
AMN PLUS -ትግርኛ 26 ሕዳር 2018 ዓ/ም ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ብምግንዛብ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሽልማት ሚዲያ ፓን-ኣፍሪካ…
AMN PLUS -ትግርኛ 24 ሕዳር 2018 ዓ/ም ምኽባርችመዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ሃገራዊ ሓድነት ብምጥንኻር ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ምብርካቱ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር አፍሊጦም። ብብርኪ…
AMN PLUS -ትግርኛ 24 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመትን መበል 2ይ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚን ተግባራዊ እንትትገብር ንስታትስቲክስ ወሳኒ ዓምዲ ብምግባር እዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ…
AMN ትግርኛ 27 ሰነ 2016 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ:: ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ ሕቶታት እናተልዓሉ እንትኸውን እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…
ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ንምጥያሽ ርብርብ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ AMN ትግርኛ 26 ሰነ፣ 2016 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ማእኸል ዕዳጋ ኣሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ…