“ኢትዮጵያ ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምሉእ ድልውነት ትርከብ” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
AMN ትግርኛ 21 ሰነ 2016 ዓ.ም ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ግዝያዊ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝበፅሖ ድልውነት ጎብንዮም። እቲ ሞተራይዝድ ሻለቃ ንመፍረይቲ ስታንዳርድ ሕቡራት መንግስታት ዝተማልአን…
AMN ትግርኛ 21 ሰነ 2016 ዓ.ም ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ግዝያዊ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝበፅሖ ድልውነት ጎብንዮም። እቲ ሞተራይዝድ ሻለቃ ንመፍረይቲ ስታንዳርድ ሕቡራት መንግስታት ዝተማልአን…
AMN ትርግርኛ 24 ሰነ፣ 2016 ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣብቲ ዑደት…
ዩኒቨርሲቲ ራያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ልዕሊ 300 ተምሃሮ 25 ሰነ 2016 ዓ/ም የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንሳልሳይ ግዜ ዘመርቕ ዘሎ እንትኸውን፥ 255 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ…