ንወረዳታት ሰዲ ጫንቃን ሃዋ ገላንን ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ዝርከብ ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ቄጦ ንምዕዛብ ዕድል ረኺበ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
AMN PLUS-ትግርኛ 11 ለካቲት 2018 ዓ/ም ንወረዳታት ሰዲ ጫንቃን ሃዋ ገላንን ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ዝርከብ ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ቄጦ ንምዕዛብ ዕድል ረኺበ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…