ሃፍትታት ተፈጥሮታትና ብኹሉ መዳይ ምልማዕ ናይ ኹሉ ግዜ ተግባርና ይኹን- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ናይ ሓለዋ ኸባቢ ስርዓትና ድኹም ብምዃኑ ደጊምካ ንምትካእ ብጣዕሚ ኣድካምን ኣፀጋምን ልሙዕ ሓመድና እንሰኣንና ፀኒሕና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።…

Continue Readingሃፍትታት ተፈጥሮታትና ብኹሉ መዳይ ምልማዕ ናይ ኹሉ ግዜ ተግባርና ይኹን- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

አዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ብብርኪ ሃገርን ከተማን ዝተተሓዘ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ተሳትፎኡ ኣጠናኺሩ ምቕፃሉ ተገሊፁ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም አዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ዝተኸሎም ፈልስታት ናይ ምንክብኻብ መርሃ ግብሪ ኣካይዱ:: ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ብዘካየደቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…

Continue Readingአዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ብብርኪ ሃገርን ከተማን ዝተተሓዘ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ተሳትፎኡ ኣጠናኺሩ ምቕፃሉ ተገሊፁ

ንወለዶ ምችውቲ ሃገር ናይ ምርካብ ጉዕዞ ኣብ ኩሎም ዓውድታት ብዓወት እናቐፀለ እዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ‎ብሓምለዋይ ጉዕዞ ብልፅግና ንወለዶ ምችውቲ ሃገር ናይ ምርካብ ጉዕዞና ኣብ ኩሎም ዓውድታት ብዓወት እናቐፀለ እዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። መበል…

Continue Readingንወለዶ ምችውቲ ሃገር ናይ ምርካብ ጉዕዞ ኣብ ኩሎም ዓውድታት ብዓወት እናቐፀለ እዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ