ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሰላም ዘይትካእ ግደ ኣለወን – ወ/ሮ ሊድያ ግርማ
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሰላም ዘይትካእ ግደ ከምዘለወን ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀጥታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ሊድያ ግርማ ገሊፀን። "ጓል ኣንስተይቲ መሰረት ሰላም…
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ደቂ ኣንስትዮ ንህንፀት ሰላም ዘይትካእ ግደ ከምዘለወን ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀጥታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ሊድያ ግርማ ገሊፀን። "ጓል ኣንስተይቲ መሰረት ሰላም…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ርኽክብ ገይሮም ፡፡ እቶም ቀዳማይ…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት ብክርስቶስ ናይ ምቕላዕ፣…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ኢየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፋ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ፡ ጥምቀት ኣብ ክርስትያን ናይ ምግላጽን ዕርቂን ዳግማይ ልደትን ምልክት ምዃኑ ገሊፀን። ኣብ…
AMN PLUS-ትግርኛ 11 ጥሪ 2018 ዓ.ም ካብ ኣፈላላይ ሓድነትና ብምቕዳም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያትና ብምዝታይ ሓፁራት ፅልኢ ክነፍርስ ኣለና ኢለን ከንቲባ አዳነች አቤቤ ። ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን…