ኣዲስ ኣበባ ንቕሓት ህዝቢ ንምዕባይን ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብምንካይን ምክልኻል ገበንን ምንቅስቓስ ፀጥታን ንምምሕያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

AMN PLUS-ትግርኛ 12 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝምዝገብ ዘሎ ቅልጡፍ ዕብየት ስራሕቲ ምክልኻል ገበንን ድሕንነትን ምምሕያሽ ከምዝግባእ ሓላፊት ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ሊድያ ግርማ…

Continue Readingኣዲስ ኣበባ ንቕሓት ህዝቢ ንምዕባይን ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብምንካይን ምክልኻል ገበንን ምንቅስቓስ ፀጥታን ንምምሕያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ምፍታሕን ምእካብ እቶት ምውሳኽን ቀዳምነት ስራሕቲ ኣመራርሓ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመሊስ ኣብዲሳ ገሊፆም

AMN PLUS-ትግርኛ 13 ጥሪ 2018 ዓ/ም ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲ ክልል ኦሮምያን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ውድብ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ፕረዚደንት ክልል ኦሮሚያ ኣይተ…

Continue Readingፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ምፍታሕን ምእካብ እቶት ምውሳኽን ቀዳምነት ስራሕቲ ኣመራርሓ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመሊስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ኣብ ዕውትነት ፕሮጀክትታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ልዑል ግደ እናተፃወተ ምኳኑ ተሓቢሩ

AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀዋሚ ኮሚቴ ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ "ድምፂ ወለዶ" ዝኾነ ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ህዝብን መንግስትን ብሓበሬታ ኣብ ምትእስሳርን ፕሮጀክትታት ልምዓትን ሰናይ…

Continue Readingኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ኣብ ዕውትነት ፕሮጀክትታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ልዑል ግደ እናተፃወተ ምኳኑ ተሓቢሩ