ፍሬወይኒ ኃይሉ ናይዚ ዓመት ፈጣን ሰዓት ብምምዝጋብ እንትትስዕር ፅጌ ዱጉማ 3ይ ወፂኣ

AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ አትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ 3000 ሜትር ዝተሳተፈት ፍሬወይኒ ኃይሉ ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማ፡፡ ፍሬወይኒ ነቲ ርሕቐት ንምሽፋን ዝወሰደላ…

Continue Readingፍሬወይኒ ኃይሉ ናይዚ ዓመት ፈጣን ሰዓት ብምምዝጋብ እንትትስዕር ፅጌ ዱጉማ 3ይ ወፂኣ

ትንሳኤ ስፖርት ክልል ትግራይ ሰላምና ዘጠናክርን ዘብስር እዩ ክብሉ ፕሬዝዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቦም።

AMN ትግርኛ 17 ሰነ 2016 ዓ.ም ጋንታታትና ነድሕን ብዝብል ቴማ መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት ንጋንታታት ክልል ትግራይ ኣብ ሸራተን ሆቴል ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምስላጥ ይርከብ ። ኣብዚ መድረኽ ፕሬዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር…

Continue Readingትንሳኤ ስፖርት ክልል ትግራይ ሰላምና ዘጠናክርን ዘብስር እዩ ክብሉ ፕሬዝዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቦም።