ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቅልጡፍ ዕቤት እናመዝገባ ካብ ዘለዋ ሃገራት እታ ሓንቲ እያ-ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር)
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቅልጡፍ ዕቤት እናመዝገባ ካብ ዝርከባ ሃገራት እታ ሓንቲ ከምዝኾነት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግሥትታት ፕሬዚዳንት ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር)…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቅልጡፍ ዕቤት እናመዝገባ ካብ ዝርከባ ሃገራት እታ ሓንቲ ከምዝኾነት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግሥትታት ፕሬዚዳንት ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ጄፍሪ ሳክስ (ፕ/ር)…
AMN PLUS-ትግርኛ 12 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ግብርና ዝጀመርናዮ እመርታ ብኣግሮ ኢንዱስትሪ ፋብሪካታት እንተዘይተደጊፉ ውፅኢታዊ ኣይኸውንን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…
AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘለዎ እጃም መሪሕነት ንክዋፃእ ከምዘኽኣለ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ “ናቶም ዕግበት…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ህንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ብምጥንኻር ትልምታት ብልፅግና ጋህዲ ንምግባር ዝግበር ጉዕዞ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምንቅስቓስ ስራሕ ኣብ ድሬዳዋ…
AMN PLUS-ትግርኛ 9 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሃገራዊ ሪፎርም ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዝለዓለ እጃም ኣበርኪቱ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) "ፀብለልታ…
AMN PLUS-ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም መንግስቲ ከዕውቶም ዝደሊ ሽቶታት ውፅኢታዊ ንምግባር ህንፀት ትካላት ቀንዲ መሳርሒ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንወለዶ ኣድላይ ዝኾኑ ትካላት ብምፍጣርን እቶም…

AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻ ገሊፆም። ኣብ ክፍለ ከተማ የካ…
AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኤሌክትሮኒክ ኣገልግሎት ዕድጊት መንግሥቲ ውፅኢታዊ ንምግባርን ኣጠቓቕማ ንብረት ንምምሕያሽን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብዝበለፀ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊጾም። በዓል መዚ ዕድጊትን ንብረትን…