ኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቐሪቡ

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ ጃፓን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኢንቨስተራትን ክልቲአን ሃገራት ብምስታፍ እናተኻየደ ይርከብ። እዚ ፎረም ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሽግግር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን…

Continue Readingኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቐሪቡ

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ እዩ

AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ግሩፕ…

Continue Readingመመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ እዩ