ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ዘመናዊ መዝሐልን ኹለ መዳይ ህንፃን ኣትክልትን ፍረምረን፣ ውፅኢት እንስሳትን መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን
AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝመሓላለፍኦ መልእኽቲ ምስ ሚኒስተር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ብምዃን፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ…