ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ዘመናዊ መዝሐልን ኹለ መዳይ ህንፃን ኣትክልትን ፍረምረን፣ ውፅኢት እንስሳትን መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን

AMN PLUS-ትግርኛ 19 ጥሪ 2018 ዓ/ም ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝመሓላለፍኦ መልእኽቲ ምስ ሚኒስተር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ብምዃን፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ…

Continue Readingከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ዘመናዊ መዝሐልን ኹለ መዳይ ህንፃን ኣትክልትን ፍረምረን፣ ውፅኢት እንስሳትን መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን

መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክሳለጥ ኣድላይ ምድላው ተገይሩ እዩ-ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ

AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክሳለጥ ኣድላይ ምድላው ከምዝገበረ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምክትል…

Continue Readingመበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክሳለጥ ኣድላይ ምድላው ተገይሩ እዩ-ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ

ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ብምምሕዳር…

Continue Readingኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ኣጋይሽ ልዑል ኣገልግሎት ንምቕራብ ምድላው ተገይሩ እዩ

AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ኣጋይሽ ዝለዓለ ኣገልግሎት ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽነር ኮሚሽን ቱሪዝም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሁንዴ ከበደ ኣፍሊጦም።…

Continue Readingኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ኣጋይሽ ልዑል ኣገልግሎት ንምቕራብ ምድላው ተገይሩ እዩ

ካብ ኣፈላላይ ሓድነትና ብምቕዳም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያትና ብምዝታይ ሓፁራት ፅልኢ ክነፍርስ ኣለና – ከንቲባ አዳነች አቤቤ

AMN PLUS-ትግርኛ 11 ጥሪ 2018 ዓ.ም ካብ ኣፈላላይ ሓድነትና ብምቕዳም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያትና ብምዝታይ ሓፁራት ፅልኢ ክነፍርስ ኣለና ኢለን ከንቲባ አዳነች አቤቤ ። ከንቲባ አዳነች አቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን…

Continue Readingካብ ኣፈላላይ ሓድነትና ብምቕዳም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያትና ብምዝታይ ሓፁራት ፅልኢ ክነፍርስ ኣለና – ከንቲባ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ኣብ ዕውትነት ፕሮጀክትታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ልዑል ግደ እናተፃወተ ምኳኑ ተሓቢሩ

AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ቀዋሚ ኮሚቴ ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ "ድምፂ ወለዶ" ዝኾነ ኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ህዝብን መንግስትን ብሓበሬታ ኣብ ምትእስሳርን ፕሮጀክትታት ልምዓትን ሰናይ…

Continue Readingኣዲስ ሚድያ ኔትወርክ ኣብ ዕውትነት ፕሮጀክትታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ልዑል ግደ እናተፃወተ ምኳኑ ተሓቢሩ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ ህንፀት “ዋይልድ ሳፋሪ” ይካየድ ኣሎ

AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ "ዋይልድ ሳፋሪ"(Wild Safari) ህንፀት ይካየድ ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ "ትንሳኤ…

Continue Readingኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ ህንፀት “ዋይልድ ሳፋሪ” ይካየድ ኣሎ

ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይካየድ ኣሎ

AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻ ገሊፆም። ኣብ ክፍለ ከተማ የካ…

Continue Readingውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይካየድ ኣሎ

በዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ሪፎርም ድሕሪ ምክያዱ ስሉጥ ግልጋሎታት እናሃበ ከምዘሎ ተሓቢሩ

AMN PLUS -ትግርኛ 08 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም በዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ሪፎርም ድሕሪ ምክያዱ ስሉጥ ግልጋሎታት እናሃበ ከምዘሎ ተገልገልቲ ገሊፆም፡፡ እቲ በዓል መዚ ስራሕቱ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ…

Continue Readingበዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ሪፎርም ድሕሪ ምክያዱ ስሉጥ ግልጋሎታት እናሃበ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ምልከታ ዓውዲ ቱሪዝም መንግሥቲ መደመር ንኣዲስ ኣበባ መባፅሒት ዓለም ለኸ ጉባኤታትን ጎብነይትን ገይርዋ እዩ

AMN PLUS -ትግርኛ 06 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም መንግሥቲ መደመር ንዓውዲ ቱሪዝም ብዝሃቦ ትኹረት ኣብታ ከተማ ዝነኣዱ ስፍራታት መስሕብ ብምህናፅ መባፅሒት ዓለም ለኸ ጉባኤታትን ጎብነይትን ንክትኸውን ከምዘኽኣለ ኮሚሽን ቱሪዝም ምምሕዳር ከተማ…

Continue Readingምልከታ ዓውዲ ቱሪዝም መንግሥቲ መደመር ንኣዲስ ኣበባ መባፅሒት ዓለም ለኸ ጉባኤታትን ጎብነይትን ገይርዋ እዩ