ኣፍሪካ ወናኒት ውሳነ ዓለም እምበር ኣብ ተዓዛቢ ወንበር ክትቕመጥ የብላን – አንቶኒዮ ጉተሬዝ
AMN PLUS-ትግርኛ 7 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበኣ ውክልናን ፍትሓዊ ተጠቃምነትን ንክትረክብ ዋና ፀሓፊ ውዱብ ሕቡራት መንግስትታት አንቶኒዮ ጉተሬዝ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ህዝብታት ኣፍሪካ ካብ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ እታ…
AMN PLUS-ትግርኛ 7 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበኣ ውክልናን ፍትሓዊ ተጠቃምነትን ንክትረክብ ዋና ፀሓፊ ውዱብ ሕቡራት መንግስትታት አንቶኒዮ ጉተሬዝ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ህዝብታት ኣፍሪካ ካብ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ እታ…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክሳለጥ ኣድላይ ምድላው ከምዝገበረ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምክትል…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ማይ ንኹሉ ዝነክእ ኣህጉራዊ ጉዳይ ህልውና ከምዝኾነ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ ገሊፆም። መበል 51 ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ቀወምቲ ተወከልቲ ሕብረት…