ምእጋድ ዋትስኣፕ

AMN PLUS-ትግርኛ 10 ለካቲት 2018 ዓ/ም ሩስያ መቐፀልታ እቲ ማሕበራዊ ሚድያታት ንምቁፅፃር ዝጀመረቶ ወፍሪ ንዋትስኣት ኣጊዳ፡፡ ሩስያ ንመተግበሪ ዋትስኣፕ ከምዝኣገደት ዝሓበረት እንትትከውን ኣብ ክንድኡ ዜጋታታት እታ ሃገር ማክስ ዝተብሃለ ኣብታ…

Continue Readingምእጋድ ዋትስኣፕ

ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ንዓባይ ብሪታንያ ኣጠንቂቖም

AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም ብሪታንያን ቻይናን ቁጠባዊ ርክብ ምፍጣረን ስዒቡ ፕሬዝደንት ትራም ንብሪታንያ ኣጠንቂቖም፡፡ ረብሕኦም ጥራሕ ዘቐድሙ መራኺ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ፕሬዝደንት ትራምፕ ምስ ቻይናን ሩስያን ዝኣተውዎ ዝሑል…

Continue Readingፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ንዓባይ ብሪታንያ ኣጠንቂቖም

ሚልዮን ዋጋ ከልቢ

AMN PLUS-ትግርኛ 22 ጥሪ 2018 ዓ/ም “ሮፕ ዳዲ” ዝተብሃለ ዓሌት ከልቢ ፈረንሳይ ልዕሊ 18 ሚልዮን ቅርሺ ይሽየጥ፡፡ ሮፕ ዳዲ ፍሉይ ዓሌት ከልቢ ፈረንሳይ እንትኸውን ዋግኡ ድማ 120 ሽሕ ዶላር ኣሜሪካ…

Continue Readingሚልዮን ዋጋ ከልቢ

ረፅሚ ኣሜሪካን ኣውሮፓን

AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም ፕረደዚንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ግሪንላንድ ንምቍጽጻር ንዘቕረበዎ እማመ ኣብ ልዕሊ ዝቃወማ ሃገራት ኤውሮፓ ታሪፍ ክድንግጉ ምዃኖም ክገልፁ ከለው፡ ነዚ "100 ሚእታዊ" ግብራዊ ከም ዝገብርዎ…

Continue Readingረፅሚ ኣሜሪካን ኣውሮፓን

ህይወት ዘድሐኑ ተበዓት

AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም ንጓል ትሽዓት ወርሒ ቈልዓ ትቃጸል ካብ ዝነበረት መኪና ዘውጽኡ ሰባት ተሞጒሶም፡፡ ዌልስ በይኖንን ማርክ ዊልዲንግን፡ መርቲር ቲድፊል ኣብ ዝተባህለት ከተማ ዌልስ፡ ሓንቲ ብትኪ ዝተዓብሎኸት…

Continue Readingህይወት ዘድሐኑ ተበዓት

ፀቢብን መፍርሕን መደያይቦ

AMN PLUS-ትግርኛ 12 ጥሪ 2018 ዓ/ም “ጌሮ” ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ጃፓን ዝተሰርሐ መደያይቦ ብኣስጋእነቱ ትኹረት ማሕበራዊ ሚድያ ስሒቡ፡፡ ኣብ ጃፓን ጌሮ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናብ መንበሪ ኣባይቲ ንምድያብ ተባሂሉ ኣብ…

Continue Readingፀቢብን መፍርሕን መደያይቦ

16 ዓመት ዝደንጎየ መልእኽቲ

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ሊብያ ዝተኣዘዛ ሞባይላት ድሕሪ 16 ዓመት ኣብ ኢድ ነጋዳይ በፂሐን፡፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ሊብያ ትሪፖሊ ዝነብር ሓደ ነጋዳይ ኣብ 2010 ዓመተ ፈረንጂ…

Continue Reading16 ዓመት ዝደንጎየ መልእኽቲ

ክብደት መነከይ መድሓኒት

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ምምሕዳር ምግብን መድሃኒትን ኣሜሪካ ዋጎቪ ንዝተብሃለ መድሓኒት ኣፍልጦ ሂቡ፡፡ ምምሕዳር ምግብን መድሓኒትን ኣሜሪካ (ኤፍ ዲ ኤ) መነከይ ክብደት ዝኾነ ዋጎቪ ዝተብሃለ ከኒና ኣፍልጦ…

Continue Readingክብደት መነከይ መድሓኒት

ሓድሽ ዓመት 2026 ዓመተ ፈረንጂ

AMN PLUS -ትግርኛ 23 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሓድሽ ዓመት 2026 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዝኽተላ ብርክት ዝበላ ሃገራት ዓለም ሓድሽ ዓመት 2026 ተቐቢለን ኣለዋ፡፡ ካብዘን ሃገራት…

Continue Readingሓድሽ ዓመት 2026 ዓመተ ፈረንጂ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

AMN ትግርኛ 18 ሰነ 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃንሒተን ንዝዛዘማ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስትታት (ዩኒዶ) ኣብ ኢትዮጵያ ክላብሮ ኣውሬኪያ ፓትሪዚያን ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

Continue Readingቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም