ፅልዋ ኤ ኣይ ኣብ 2025

AMN PLUS -ትግርኛ 22 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኣብ 2025 ዓመተ ፈረንጂ ሰባት ብ ኤ ኣይ ክንደየናይ ተገሪሞም? ኣብ ዓመተ ፈረንጂ 2025 ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብርክት ዝበሉ ንምእማኖም ዝኸብዱ ኣገረምቲ ስራሕቲ ተሰሪሖም…

Continue Readingፅልዋ ኤ ኣይ ኣብ 2025

ኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋህዲ እናኾነ እዩ

AMN PLUS -ትግርኛ 17 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋህዲ እናኾነ ምዃኑ ተገሊፁ። ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ብምዕባይ ሃገርና ተጠቃሚት ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምግባር ብቀዳማይ…

Continue Readingኣብ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋህዲ እናኾነ እዩ

ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ዘበናዊነት ከተማታት ኣብ ምዕባይ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት እዩ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብቴክኖሎጂ ዝማዕበላ ከተማታት ንምህናፅን ኩነታት መነባብሮ ዜጋታት ንምምሕያሽን ዓብይ ዓቕሚ ከምዝፈጥር ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ቀዳማይ…

Continue Readingስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ዘበናዊነት ከተማታት ኣብ ምዕባይ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት እዩ