ባንኪ ዓለም ንኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ብዘላቕነት ንምቕፃል ቆራፅ እዩ-ዳይሬክተር ማኔጂንግ እቲ ባንኪ ዌንቻይ ዣንግ
AMN PLUS-ትግርኛ 18 ጥሪ 2018 ዓ/ም ባንኪ ዓለም ንኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ብዘላቕነት ንምቕፃል ቆራፅ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ማኔጂንግ እቲ ባንኪ ዌንቻይ ዣንግ ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዳይሬክተር…
AMN PLUS-ትግርኛ 18 ጥሪ 2018 ዓ/ም ባንኪ ዓለም ንኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ብዘላቕነት ንምቕፃል ቆራፅ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ማኔጂንግ እቲ ባንኪ ዌንቻይ ዣንግ ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዳይሬክተር…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኢንቨስትመንት ንምስፍሕፋሕን ንምጥንኻርን ድሌት ከምዘለዋ ረዳት ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ክሪስቶፈር ላንዳው ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ረዳት ሚኒስትር…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዴዎን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ኩኒሚትሱ ኣያኖ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያን ጃፓንን…
AMN PLUS -ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ልምዓት ዘለወን ትሕብብር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘትዮም…
AMN PLUS -ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ…
AMN PLUS -ትግርኛ 08 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኢትዮጵያን ህንድን ታሪኻዊ ምሕዝነተን ናብ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ንምስግጋር ምውሳነን ትኽክለኛ ስጉምቲ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ…
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመዘነኦም ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ምቕባሎም ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…
AMN PLUS -ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ንርክብ ኣፍሪካን ህንድን ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር እዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…