“ሰላም ንህዝብና፣ለውጢ ንመፃኢ ተስፋና” ዝብል ቴማ
ደለይቲ ለውጢ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ እናተኻየደ ይርከብ። AMN-ትግርኛ: 14/06/2018 ተጋሩ ዘዋፅእን መሰረታዊ ፀገማት ትግራይ ክፈትሕን ዝኽእል መስመር ምንቅስቓስ ለውጢ እናካየዱ ይርከቡ። ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ…
ደለይቲ ለውጢ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ እናተኻየደ ይርከብ። AMN-ትግርኛ: 14/06/2018 ተጋሩ ዘዋፅእን መሰረታዊ ፀገማት ትግራይ ክፈትሕን ዝኽእል መስመር ምንቅስቓስ ለውጢ እናካየዱ ይርከቡ። ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ…
AMN PLUS-ትግርኛ 7 ለካቲት 2018 ዓ/ም ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን ምንቅስቓስ ደለይቲ ለውጢ ትግራይኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ምኽክር ኣካይዶም። እዚ መድረኽ ምኽክር ''ሰላም ንህዝብና ለውጢ ንመፃኢ ተስፋና ''ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ…
AMN PLUS-ትግርኛ 9 ለካቲት 2018 ዓ/ም ከም ህዝቢ ክንድሕን እንተኾይንና ኵናት ብምፅያፍ ንሰላም ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ገሊፆም። ፀገም ትግራይ ምስ መንግሥቲ ፌዴራል ኮይንካ ብሰላም እምበር ምስ ፀላኢ…
AMN PLUS-ትግርኛ 10 ለካቲት 2018 ዓ/ም ኣብ ሓፈሻዊ መረፃ 2018 ዓ/ም ዲሞክራሲያውን ሰላማውን ውድድር ንምግባር ዘኽእል ኩለ መድያዊ ምድላው ከምዝገበሩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድባት ባይቶና ዓባይ ትግራይን ሹም ተንቤን ፓርትን ገሊፆም።…
AMN PLUS-ትግርኛ 13 ለካቲት 2018 ዓ/ም ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ መረፃ 2018 ዓ/ም ሰላማውን ዲሞክራሲያውን ኮይኑ ንክሳለጥ ኣድላይ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ኣባል ቤት ምኽሪ እቲ ፓርቲ ሽሻይ ኣማረ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣባል…
AMN PLUS-ትግርኛ 20 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ናይ ቅድመ ምድላዋት ስራሕቲ ኣብ ምኽያድ ንርከብ ኢሎም፡፡ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዲሞክራስያዊ…
AMN PLUS -ትግርኛ 8 ጥሪ 2018 ዓ/ም ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። በዚ መሰረት፤ 1ይ. ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ…
AMN PLUS -ትግርኛ 2 ጥሪ 2018 ዓ/ም ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክምሓደር መረፃ ኣብ ትግራይ ግድን 'ዩ ክብሉ መስራትን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ትንሳኤ 70 እንደርታ ፓርቲ ኣይተ ኣብርሃም ፅጌ ገሊፆም፡፡…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም መንግሥቲ መደመር ኢትዮጵያውያን ዘተኣሳስር ገዛኢ ተረኽ ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ መንግሥቲ ሚኒስትር ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም።…
AMN PLUS-ትግርኛ 4 ጥሪ 2018 ዓ/ም ምክትል ኣቦ ወንበር አፋህድን ዋና ኣዛዚ ወታደራውን ኮሎኔል ፈንታው ሙሀባ አፋህድ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ምስ ሰራዊቶም ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም…