7ይ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓውን ዲሞክራሲያውን ብዝኾነ መንገዲ ምክያድ ዘኽእል ምድላው ተገይሩ እዩ

AMN PLUS-ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም መበል 7ይ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓውን ዲሞክራሲያውን ብዝኾነ መንገዲ ምክያድ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ሃገር ለኸ ሓባራዊ…

Continue Reading7ይ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓውን ዲሞክራሲያውን ብዝኾነ መንገዲ ምክያድ ዘኽእል ምድላው ተገይሩ እዩ

7ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዝኾነ ኸባቢ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው ተገይሩ እዩ-ብሄራዊ ቦርድ መረፃ

AMN PLUS -ትግርኛ 5 ጥሪ 2018 ዓ/ም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኾነ ከባቢ መበል 7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዝተመዝገቡን ሕፁያት ዘመዝገቡን ውድባት ፖለቲካ…

Continue Reading7ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዝኾነ ኸባቢ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው ተገይሩ እዩ-ብሄራዊ ቦርድ መረፃ

ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክመሓደር አለዎ-ጀነራል ሳሞራ የኑስ

AMN PLUS -ትግርኛ 23 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክመሓደር ኣለዎ ክብሉ ነበር ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ሳሞራ የኑስ ገሊፆም፡፡ ጊዚያዊ መንግስቲ እናተብሃለ ክቕፅል የብሉን ክብሉ…

Continue Readingህዝቢ ትግራይ ብዝመረፆ መንግስቲ ክመሓደር አለዎ-ጀነራል ሳሞራ የኑስ

ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ይፈፀም ናብ ዝብል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ዘለዎ ዓወት ዲፕሎማሲ ምስግጋር ተኻኢሉ እዩ-ሚኒስትር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር)

AMN PLUS -ትግርኛ 21 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ይፈፀም ናብ ዝብል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ዘለዎ ዓወት ዲፕሎማሲ ምስግጋር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር)…

Continue Readingሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ይፈፀም ናብ ዝብል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ዘለዎ ዓወት ዲፕሎማሲ ምስግጋር ተኻኢሉ እዩ-ሚኒስትር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር)

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም – ኮሚሽን ብሔራዊ ተሃድሶ

AMN PLUS -ትግርኛ 18 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ‎ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ምፅምባሮም ኮሚሽን ብሔራዊ ተሃድሶ ኣፍሊጡ ። ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር…

Continue Readingኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 63 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም – ኮሚሽን ብሔራዊ ተሃድሶ

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስራሕ ዳግማይ ምጥያሽ ብምትዕንቓፍ ተመዛበልቲ መሳርሒ ፖለቲካ እናገበረ እዩ ዝርከብ-ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ

AMN PLUS -ትግርኛ 19 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ‎ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስራሕ ዳግማይ ምጥያሽ ብምትዕንቓፍ ተመዛበልቲ መሳርሒ ሽርሒ ፖለቲካ እናገበረ ከምዝርከብ ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ገሊፁ። ኣባል ቤት ምኽሪ ከምኡ…

Continue Readingዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስራሕ ዳግማይ ምጥያሽ ብምትዕንቓፍ ተመዛበልቲ መሳርሒ ፖለቲካ እናገበረ እዩ ዝርከብ-ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ

ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ምኽክር ካብ መዳርግቲ ኣካላት ትግራይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?

AMN PLUS -ትግርኛ 20 ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንዘመናት ኣብ ሞንጎ ፖለቲካውን ስነ-ሓሳባውን መራሕቲ፣ኣብ ሞንጎ መንግስትን ሕብረተሰብን ክንከባለል ዝጸንሐ ናይ ሓሳብ ኣፈላላይን ዘይምርድዳእን ንምፍታሕ ዝተመስረተ ነጻን ዘይሻራውን…

Continue Readingኣብ መስርሕ ሃገራዊ ምኽክር ካብ መዳርግቲ ኣካላት ትግራይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?