ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ::

AMN ትግርኛ 27 ሰነ 2016 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ:: ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ ሕቶታት እናተልዓሉ እንትኸውን እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…

Continue Readingባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ::

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ንምጥያሽ ርብርብ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ንምጥያሽ ርብርብ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ AMN ትግርኛ 26 ሰነ፣ 2016 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ማእኸል ዕዳጋ ኣሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ…

Continue Readingኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ንምጥያሽ ርብርብ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ

“ኢትዮጵያ ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምሉእ ድልውነት ትርከብ” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

AMN ትግርኛ 21 ሰነ 2016 ዓ.ም ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ግዝያዊ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝበፅሖ ድልውነት ጎብንዮም። እቲ ሞተራይዝድ ሻለቃ ንመፍረይቲ ስታንዳርድ ሕቡራት መንግስታት ዝተማልአን…

Continue Reading“ኢትዮጵያ ንሰላም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምሉእ ድልውነት ትርከብ” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም

AMN ትርግርኛ 24 ሰነ፣ 2016 ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣብቲ ዑደት…

Continue Readingም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም

ዩኒቨርሲቲ ራያ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ዩኒቨርሲቲ ራያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ልዕሊ 300 ተምሃሮ 25 ሰነ 2016 ዓ/ም የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንሳልሳይ ግዜ ዘመርቕ ዘሎ እንትኸውን፥ 255 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ…

Continue Readingዩኒቨርሲቲ ራያ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ