ትንሳኤ ስፖርት ክልል ትግራይ ሰላምና ዘጠናክርን ዘብስር እዩ ክብሉ ፕሬዝዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቦም።

AMN ትግርኛ 17 ሰነ 2016 ዓ.ም ጋንታታትና ነድሕን ብዝብል ቴማ መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት ንጋንታታት ክልል ትግራይ ኣብ ሸራተን ሆቴል ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምስላጥ ይርከብ ። ኣብዚ መድረኽ ፕሬዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር…

Continue Readingትንሳኤ ስፖርት ክልል ትግራይ ሰላምና ዘጠናክርን ዘብስር እዩ ክብሉ ፕሬዝዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቦም።