ዑደት ፕሬዝደንት ኣይተ ጌታቸው ረዳ

AMN ትግርኛ 26 ስነ 2016 ዓ.ም ብፕሬዝደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመርሐ ጕጅለ ላዕለዎት ሰብ ስልጣንን ሓለፍቲ ዝተፈላለዩ ዘይመንግስታዊ ትካላትን፣ ኣብ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ ራያ ብብርኪ ክልል ድሕሪ ምብሳር…

Continue Readingዑደት ፕሬዝደንት ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ግልጋሎት ፖስፖርት ኣብ ከተማ መቐለ ምሃብ ተጀሚሩ::

AMN ትግርኛ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ፌደሪኢ ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምጅማሩ ኣፍሊጡ ። እቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ብግዝያዊነት ፓስፖርት ምሕዳስ ዝጠፈአ ምትካእን ዝተበላሽወ ምእራምን ምዃኑ ድማ…

Continue Readingግልጋሎት ፖስፖርት ኣብ ከተማ መቐለ ምሃብ ተጀሚሩ::

ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ፅባሕ ከምዝጅምር ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ::

AMN ትግርኛ 10 ሰነ 2016 ዓ.ም ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 11 -13 ሰነ 2016 ዓም ክውሃብ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ ገሊፆም:: እቲ ፈተና ንክፍተኑ ልዕሊ…

Continue Readingብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ፅባሕ ከምዝጅምር ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ::

ምዕባለ ከተማ ደሴ ብቕልጡፍ ዕላዊ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ኣለዉ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

AMN ትግርኛ 22 ሰነ፣ 2016 ዓ.ም ህዝቢ ወሎ ኣብ ታሪካዊትን ፍልፍል ቆናጁን ከተማ ደሴ ንዝገበረልና ዝደመቐ ኣቀባብላ ልዑል ምስጋና ይግበኦ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ…

Continue Readingምዕባለ ከተማ ደሴ ብቕልጡፍ ዕላዊ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ኣለዉ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ተጀሚሩ

AMN ትግርኛ 25 ሰነ 2016 ዓ.ም ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚረን፡፡ ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነዓ ያደታ (ዶ/ር) ከምኡ እውን ርእሰ ምምሕዳር…

Continue Readingኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ተጀሚሩ