ምዕባለ ከተማ ደሴ ብቕልጡፍ ዕላዊ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ኣለዉ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

You are currently viewing ምዕባለ ከተማ ደሴ ብቕልጡፍ ዕላዊ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ኣለዉ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
Spread the love

AMN ትግርኛ 22 ሰነ፣ 2016 ዓ.ም

ህዝቢ ወሎ ኣብ ታሪካዊትን ፍልፍል ቆናጁን ከተማ ደሴ ንዝገበረልና ዝደመቐ ኣቀባብላ ልዑል ምስጋና ይግበኦ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ምዕዛቦም ገሊፆም።

ምዕባለ እታ ከተማ ብቕልጡፍ ዕላዊ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ምዃኖም ሓቢሮም።

ነባሪ እታ ከተማ ኣብቲ ልምዓት ቀንዲ ተዋሳኣይ ብምዃን ይሰርሕ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እታ ከተማ ዝሓሸ ፅባቐ ከምዝህልዋ ምሉእ እምነት ኣለኒ ኢሎም።

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply