AMN ትግርኛ 27 ሰነ 2016
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ::

ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ ሕቶታት እናተልዓሉ እንትኸውን እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር መብርሂን ምላሽን ከምዝህቡ ትፅቢት ይግበር::