ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ፅባሕ ከምዝጅምር ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ::

You are currently viewing ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ፅባሕ ከምዝጅምር ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ::
Spread the love

AMN ትግርኛ 10 ሰነ 2016 ዓ.ም

ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 11 -13 ሰነ 2016 ዓም ክውሃብ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ ገሊፆም::

እቲ ፈተና ንክፍተኑ ልዕሊ 120,000 ተምሃሮ ዝተዳለው ምኳኖም ዝሓበሩ ዶክተር ኪሮስ ተምሃሮ ፍረ ፃዕሮም ንክረኽቡ ብሹም ማሕበረሰብ ትምህርቲ ትግራይ ሰናይ ትምኒተይ ክገልፅ ይፈቱ እውን ኢሎም::

AmnAdmin

MAJOR ASCHIEVMENTS

Leave a Reply